ንኣባልነት ዘብቅዑ ረቋሓታት
ብመሰረትኣዋጅ 985/2009 ሕጋዊ ስውነት ዝረኸበትን ኣብ ስራሕ ዘላን ዝኾነት ዓይነት ሕ/ስ/ማሕበርሞዴል ንምኳን እትሰርሕ ሕ/ስ/ማሕበር
ኣብ ስራሕ ክልልና እትርከብ ሕ/ስ/ማ
እንተነኣሰ ዓሰርተ ዕፃ/ 50,000 ብር / ዝዋግኦም ዕፃታትን መመዝገቢ ድማ 5000ብር ብሓደ ግዜ ክትከፍል እትክእል ሕ/ሰ/ማሕበር
በቢ ወርሑ ተኸታታሊ ወርሓዊ ዕቋር ብእዋኑ ክትዓቁር እትክእል (ወርሓዊ ዕቃር ማለት በቢወርሑ ካብ ኣባላታ እትረክቦ ናይ ዕፃ ሽይጣት ኣታዊ ኮይኑ ንዕ/ልቃሕን ማሕበራት ጥራሕ እዩ) ። ካልኦት ዓይነት ማሕበራት ድማ ብዓመት ዕፃን ዕቋርን የመዛዝና።
ዕቋርን ልቋሕን ሕ/ስ/ማሕበር እንተኾይና ናይ ልቃሕ ሂወት ኢንሹራንስ ንምትእትታው ፍቃደኛ ዝኾነት፣
ዘለዋ መሐለውታ ኣብ ዩንየን ክተቅምጥ እትክእል ንስሉጥ ግብረ መልሲ ዩንየን ዝሕግዝ ወርሓዊ ናይ ማሕበር ናይ ሰራሕ ሪፖርት ብፍላይ ድማ ፋይናንሻል ሪፖርት እትልእክ፣ብናይ ዩንየን መተሓዳደሪ ደንቢ ፣ ስሪትን መምርሕታትን መሰረት እትፍፅም፡፡




